ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብርክት ዝበላ ናይ ውልቀ መራኸቢታት ብዙሃን ብሰንኪ ስእነት ፋይናንሳዊ ዓቕሚ ይዕፀዋ ከምዘለዋ ንድምፂ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ሰብሞያን ወነንቲን ገሊፆም። ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ...
መንግስቲ ሶማልያ ኣብ ፑንትላንድ ንዝረከቡ ኣባላት እስላማዊ ጉጅለ ዳዕሽ ንምህዳን ሓይልታት ጸጥታ ወታሃደራዊ ስርሒት ምጅማሮም ኣፍሊጦም። ብወገን መንግስቲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ከም ዝተዘርግሐ፡ ...
Police cut through barbed wires and climbed over buses with ladders on Wednesday to enter the presidential residence and ...
ሰብ-መዚ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ናብቶም ዘይሕጋውያን ኢሎም ዝጽውዑዎም ዓደንቲ ዝኣቱ ቀረብ ከቋርጽ ድሕሪ ምውሳኖም፡ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ዓሰርተታት ሬሳታትን ዝማሰኑ ዓደንቲን ኣውጺኦም። ኣማኢት ግና ...
Mozambique: Daniel Chapo was sworn as president Wednesday in Maputo following months of post-election violence. He said ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ባይደን ድልዱል መሪሕነት ምምሕዳሮም ነቲ ዝመፅእ ዘሎ ምምሕዳር ትራምፕ "መሰረት ዘንበረ’’ እዩ ኢሎም። ሓገዝ ኣመሪካ ንዩክሬን ነቲ ንኣስታት ሰለስተ ዓመት ዝዘለቐ ኣንፃር ወራር ...
ብሰንኪ ኣከራኻሪ ውጽኢት ምርጫ፡ ሞዛምቢክ ንኣዋርሕ ብናዕቢን ዘይምርግጋእን ክትሕመስ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ንሰልፊ ፈረሊሞ መሪሑ ተዓዋቲ ዝተባህለ ዳኒኤል ቻፖ ሎሚ ረቡዕ ቃለ-ማሕላ ፕረዚደንትነት ፈጺሙ። ...
ብ3 ታሕሳስ ንሓጺር እዋን ዝጸንሐ ወታሃደራዊ ኣዋጅ ድሕሪ ምሕላፉ፡ ካብ መዝነቱ ተኣልዩ፡ ኣብ ገዛኡ ድፋዕ ደገፍቱ ሰሪሑ፡ ንቐይዲ ፖሊስ ክሰግር ዝጸንሐ ፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ ዩን ሱክ ዩወል ኣብ ...
ሓማስ ኣብ ወሽመጥ ቓዛ ዘላቒ ምቍራጽ ተጻብኦታት ዝግበርን ንዓስርተታት ጅሆ ተታሒዞም ዝጸንሑ እስራኤላውያን ዝለቅቕን እማመ ሰላም ከም ዝተቐበሎ ምስቲ ጉዳይ ቅርበት ዘለዎም ወገናት ንኣሶሸይትድ ፕረስ ...