News
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ድማ ካብ ሰዓት 4 ምሸት ክሳብ 4:30 ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜናታ ...
ጾመ ሮሞዳን ኣብቲ ዝወዓየ ኣዋርሕ ከም ሰነን ሓምለን ኣብ ዝውዕለሉ፡ ብሰንኪ እቲ ከቢድ ዋዒ፡ ኣብ ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ ፍርቂ መዓልቲ ስዕረት ዝእወጀሉ ግዜ ምንባሩ ነበርቲ ይጠቕሱ። ሎሚ ዓመት ብተዛማዲ ኣብ ዝሑል ወቕቲ ይካየድ ምህላው ተዛማዲ ብልጫ ከም ዘለዎ ነበርቲ ወሲኾም ይዛረቡ። ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
"ሓይልታት ትግራይ ምስ ሰራዊት ግንባር ናጽነት ኦሮሞ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ዝበጽሑ፡ ሃገርን ህዝብን ናብ ገደል የእቱ ንዘሎ ናይ ጥፍኣት ሓይሊ ...
The code has been copied to your clipboard.
ኣብ ሱዳን ዝርከባ 18 ግዝኣታት ብዘይካ ሓንቲ ካልኦት ኩለን ብናይ ከረምቲ ውሕጅ ከምዝተጎድኣ ዝሓብረ ሕቡራት ሃገራት፥ በዚ ድማ ልዕሊ 20 ሺሕ ኣባይቲ ...
ኖማ ዝተባህለ ቅርፂ ገፅ ዝቕይር ሕማም ብብዝሒ ትሑት ኣገልግሎት ጥዕናን አታዊን ኣብ ዘለወን ሃገራት ትሕተ ሰሃራ ኣፍሪቃ ዝረአ ኮይኑ 90% ግዳይቱ ይሞቱ ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ፡ ካልኣይ ዙር ምምላእ ግድብ ህዳሴን፡ ህልው ኩነታት ክልል ትግራይን፡ ንኣረኣእያ ማሕበረሰብ ዓለም ...
ድሕሪ ውሳነ በይናዊ ምቁራጽ ተኹሲ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ክልል ትግራይ ብልዕሊ 500 ናይ ጽዕነት ተሽከርከርቲ መግብን ካልእ ረድኤትን ምልኣኹ ሚንስትሪ ...
መንግስቲ ክልል ኣምሓራ "ኣብቲ ኩናት ዝተሳዕረ ህወሓት ካብ ዘመሓድሮም ዝነበሩ ወልቃይትን ራያን ተዓፊኖም ዝተወስዱ ብ10ታት ኣሸሓት ዝቑጸሩ ንጹሃን ዜጋታት ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንነባሪ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ሰላምን ክብል ንዝተወሰኑ እሱራት ብምሕረት ምፍትሑ ገሊጹ ኣሎ። እቶም ኣብ ማእሰርቲ ጸኒሖም ዝተፈትሑ ...
ተሰላፊ ጋንታ ኵዕሶ ሰኪዐት (ባስኬትቦል) ሎስ ኣንጀሎስ ሌከርስ ዝዀነ ሌብሮን ጀምስ ትማሊ ሰሉስ ምሸት ኣብ ዝነበረ ጸወታ ኣብ ውድድራት NBA ተታሒዙ ዝነበረ ናይ ...
Results that may be inaccessible to you are currently showing.
Hide inaccessible results