News
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ድማ ካብ ሰዓት 4 ምሸት ክሳብ 4:30 ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜናታ ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
ጾመ ሮሞዳን ኣብቲ ዝወዓየ ኣዋርሕ ከም ሰነን ሓምለን ኣብ ዝውዕለሉ፡ ብሰንኪ እቲ ከቢድ ዋዒ፡ ኣብ ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ ፍርቂ መዓልቲ ስዕረት ዝእወጀሉ ግዜ ምንባሩ ነበርቲ ይጠቕሱ። ሎሚ ዓመት ብተዛማዲ ኣብ ዝሑል ወቕቲ ይካየድ ምህላው ተዛማዲ ብልጫ ከም ዘለዎ ነበርቲ ወሲኾም ይዛረቡ። ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
ኣብ ክልል ዓፋር ዝጸንሑን ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኣከቡን ብድምሩ 432 ኤርትራውያን ናብ ዓሰብ ከም ዝተሰጐጉ ካብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብቐረባ ዝከታተሉ ዘለዉ ሓበሬታ ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
ኣብ ሰሜን ጎንደር ከተማ ዳባት ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ዝርከቦም ክልተ ሰባት ከም ዝተቐተሉን ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ድማ ክልተ ካልኦት ኤርትራውያን ከም ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results